ሓበረታ ኢንፎርመሽን ተክኖሎጂ (Information Technology) ብናይ፡-
Technology Information in:-
Computesr Systems, Networks Communication, Wireless, Printers, Scanners, Mobiles, ICT Books, Vertualtulaisation, Cloud Network, Storages and etc...
መብዛሕቲኡ ጊዜ ኮምፕዩተር እንተደኣ ተበላሻትና ወይ ድማ እንተ እብያትና ብጣዕሚ ንሽገርን ንርበጽን መኽንያቱ ድማ ኩሉ እቲ ዶኩመንት ከም መዝገብ፣ ሓበረታ፣ኢንተርነት ምጥቃም፣ ኢመይል፣ ናይ ስድራቤት ኣሳእል ወዘተ ዘኣመሰሉ ኣብታ ኮምፕዩተር ተዓቂቦም ስለ ዘለዉ`ዩ።
ኣብዚ ክሕብረኩም ዝደሊ ንሕና ከም ኮምፕዩተር ተጠቀምቲ ክንገብሮ ንኽእል ሓደሓደ ቀሊል ነገራት ዝለዘሎ ንዑዑ ክሕብረኩም እፈቱ።
ንኣብነት እዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ስእሊ ሓደ ካብቲ ኩሉ ግዜ ዘጋጥመና ናይ ኮምፕዩተር ጸገም ብኽማይ ሕድእ ኢልና ክንፍትሓ ከም ንኽዕል ትሕብር ።
Beeps, CPU or Keyboard Lights, or Power -On-Self-Test (POST) error Messages
ምልክታት ጸገም ኮምፕዩተር ከም ድምጺ ቢኢኢፕ፣ ሲፕዩ፣ ብርሃን-ኪቦርድ፣ ተፍትሽ ሃይሊ ኤለክትሪክ
Power LED has no color showing | Computer is off. | ሓይሊ ምልክት ኤልኢዲ ሕብሪ የብሉን። | ኮምፕዩተር ጠፊኣ`ላ። |
Power LED glows green. | Computer is on. | ሓይሊ ምልክት ኤልኢዲ ቀጠልያ ሕብሪ ጐሂሩ። | ኮምፕዩተር ተወሊዓ`ላ። |
Power LED blinks green 1x/second | Normal suspend mode | ሓይሊ ምልክት ኤልኢዲ ቀጠልያ ሕብሪ ሰምሰም ይብል ኣብ ሓደ ሰኮንድ። | ኮምፕዩተር ጠልጠል/ደቂሳ`ላ። |
Power LED glows red | CPU not installed/fetching code | ሓይሊ ምልክት ኤልኢዲ ቀይሕ ሕብሪ ጐሂሩ። | ሲፕዩ ኣብ ኮምዩተር ኣይኣተወን። |
Power LED blinks red 4x/second | CPU thermal shutdown | ሓይሊ ምልክት ኤልኢዲ ቀይሕ ሕብሪ ሰምሰም ይብል ኣብ ዓርባዕተ ሰኮንድ። | ሲፕዩ ብምሒር ሙቕት ዓጸወ። |
Num Lock LED flashing green | Memory error | ቁጽሪ መመልከቲት ኤልኢዲ ቀጠልያ ሕብሪ ሰምሰም ተብል ኣላ። | ናይ ሜሞሪ ጸገም ኣሎ። |
Audible. 2Short beep | Power-ON successful. | ክልተ ሓጸርቲ ቢኢኢፕ። | ሓይሊ ኤለክትሪክ ፈተነታት ኩሉ ጽቡቕ ኣሎ። |
Audible. 1Long and 3Shorts | System ROM is bad | ሓደ ንዊሕ ኣስዒቡ ድማ ሰለስተ ሓጸርቲ። | ኮምፕዩተር ሲስተም ሮም ሕማቕ ኣሎ። |
Acolom Networks is an IT Information Centre for Information Technology in English and Gheez Language for Eritreans.
For more information please email us at info@acolom.com
ኣኮሎም ነትዎርክ ናይ ኢንፎርመሺኦን ተክኖሎጂ ሓበረታ ማእከል ብቋንቋ ትግርኛን ብቋንቋ እንግሊዝን ዝሕብር ዓውደ መርመብ`ዩ።
ንዝኾነ ሓሳባትን ሓበረታን እንተደኣ ደሊኹም ብኢመይል ናብ info@acolom.com ክትልኡኩልና ትኽእሉ ኢኹም። ክብረት ይሓበልና!