Contact ርክብ

መርበብ ኣኮሎም Acolom Networks

Acolom Networks is an IT Information Center for Technology in English and Gheez for Eritreans.

 

መርበብ ኣኮሎም ናይ ተክኖሎጂ ሓበሬታ ማእከል ብቋንቋ ትግርኛን ብቋንቋ እንግሊዝን ዝሕብር ዓውደ መርበብ`ዩ።

ኣዳላዊን ኣቅራብን መርበብ ኣኮሎም

ዝቅመተሉ ዓዲ (Country)

ትምህርቲ (Education)

ስራሕ ተመኩሮ (Work Experience)

ጳውሎስ መንግስታብ ሜኪኤል

ዓባይ ብርጣንያ (United Kingdom)

BSc, MSc Computer Science

CCNA Security, CCNA, CCNP

20 ዓመት (Years In ICT )

ኣበርከቲ

ዝቅመተሉ ዓዲ (Country)

ትምህርቲ (Education)

ስራሕ ተመኩሮ (Work Experience)

 

 

 

 

 

 

 

 

መርበብ ኣኮሎም ብናይ ተክኖሎጂ ኪኢላታት ዝተሃንጸ ዓውደ ፍልጠት ናይ ኢንፎርመሽን ተክኖሎጂ (Information Technology) ንኤርትራውያን፡ ክጠቅምን፣ ከስተምህርን፣ ክሕብርን፣ ከማዕብልን ዝጉስጉስ ዓውደ መርበብ`ዩ።

ቀንዲ ተልዕኾ ናይ`ዚ መርበብ ኣኮሎም ነዚ ሓድሽ ወለዶ መንእሰይ ኤርትራ በቲ ንሶም ብዝርድእዎ ቋንቋ ጌርካ ነዚ ኣብ ዓለምና ዘሎ ናይ ኢንፎርመሽን ተክኖሎጂ (Information Technology) ምዕባለ ብዝቀለለን ብዝሓሸን መገዲ ብቋንቋ ትግርኛን ብቋንቋ እንግሊዝን ጎኒ ንጎኒ ጌርካ ንምስትምሃርን፣ ንምርዳእን፣ ንምሕባርን`ዩ። እዚ መርበብ`ዚ ብድልየት ናይ ኮምፕዩተር ሳይንስ (Computer Science) ዲጊሪን ማስተርስን ዘለዎም ኮይኑ ናይ ነዊሕ ዓመታት ተሞክሮ ስራሕ ናይ ብኢንፎርመሽን ተክኖሎጂ (Information Technology) ዘለዎም ኪኢላታት ኤርትራውያን ዝተዳለወ ዓውደ መርበብ`ዩ።

 

መርበብ ኣኮሎም ብድልየትን ብቕንዕናን ልቢ ተበጊሱ ነዚ መርበብ ሓበረታ ናይ ኢንፎርመሽን ተክኖሎጂ (Information Technology) ብነጻ ክሕብረ ከዳሉን ከምዝኮነ ክሕብር ንፈቱ። ባኣኹም ወገን ድማ ንሓበረታ፣ መኤረምታ፣ ሓደሓደ ጉድለት ናይ ትግርኛ፣ ተስፋ፣ ወዘተ ዝኣመሰሉ ክትልጉስልና ድልየትኩም እንተዳኣ ኮይኑ ኣብቲ ታሕቲ ዘሎ ናይ ሓበረታን ሳጹን (Comment Box) ሓሳባትኩም ብምጽሓፍ ብኢ-መይል (by E-mail) ክትሉኡኩልና ከምትኹሉ ክንሕብር ንፈቱ::

 
 
 

ንምህናጽ ምዕቡላት፣ ለባማት፣ በላሕቲን ሓደስቲ ወለዶ ኤርትራውያን!

Creating Smart, Intelligent and Educated Eritreans

Acolom Networks is an IT Information Centre for Information Technology in English and Gheez Language for Eritreans.

For more information please email us at info@acolom.com

ኣኮሎም ነትዎርክ ናይ ኢንፎርመሺኦን ተክኖሎጂ ሓበረታ ማእከል ብቋንቋ ትግርኛን ብቋንቋ እንግሊዝን ዝሕብር ዓውደ መርመብ`ዩ።

ንዝኾነ ሓሳባትን ሓበረታን እንተደኣ ደሊኹም ብኢመይል ናብ info@acolom.com ክትልኡኩልና ትኽእሉ ኢኹም። ክብረት ይሓበልና!